ህዝባዊ ዲፕሎማሲ፡ ምርጫ ሽወደን መስከረም 2022

ሎሚ ዓመት ኣብ መስከረም (9/2022) ኣብ ሽወደን ምርጫ ክካየድ ስለዝኾነ፡ ኤርትራውያን ኣብዚ ምርጫ ሽወደን ጸላዊ ተራ ሃልዩና ንረብሓ ኤርትራዊ ኮምናን ሃገርናን ብኸመይ ነውዕሎ ብዝብል ዕላማ፡ ዝቐረበ መግለጺ።